ሕቶ (37): ግን ከ ሓደግኡ አብ ሙስሊማት ብርቱዕ ዝኸውን አየናይ እዩ?
ሕቶ (51): ብዛዕባ ዒሳ ኢብነ መርየም ሙስሊሚን ዘለዎም እምነት እንታይ ይመስል? ተቀቲሉ እዩ ሰቒሎሞ እዮም ምባል ከ ፍርዱ እንታይ እዩ?
ሕቶ (50): ጧቑትን ከም ቋንቋ ዓረብኛ ዘለዎ አመፃፅአን እንታይ እዩ?
ሕቶ (47): ሙስሊም ብዝፀብፀቦ ሓዲሥ ነቢና ሶለሏሁ ዓለይሂ ወሰለም “አብ ሞንጎ እቲ ሰብን ሽርኪ ኩፍርን ዘሎ አፈላላይ ሶላት ምግዳፉ እዩ።”(28) ዝብል ሓዲሥ አሎ፤ ዒባዳ ምግዳፍ ሽርኪ ይኾን ድዩ?
ሕቶ (46): ዓይነታት ሽርኪ ፈሊጥና ኢና ነዘን ዓይነታት ሽርኪ ሓፈሻዊ መግለፂ አለዎም ዶ ኸ?
ሕቶ (45): ዓይነታት ሽርኪ እንታይ እንታይ እዮም?
ሕቶ (43): ነብይና ሶለሏሁ ዓለይሂ ወሰለም ተሳሒሮም ከምዝነበሩ በፂሑና እዩ ሞ ብዛዕባኡ ተንፈልጥ? ነብይና ሶለሏሁ ዓለይሂ ወሰለም ዝተሰሓሩ ምዃኖም ከ ነብይ ምስ ምዃኖም ዝፃባእ አይኮነን ዶ?
ሕቶ (42): ብዛዕባ ጥንቈላን ዝጥንቁል ሰብን አረዲእኹምና፣ ብዛዕባ ሲሕሪ `ውን ሓበሬታ ሂብኹምና፤ ግን አብ ሞንጎ ጥንቈላን ሲሕሪን ከ ርከብ አሎ ዶ?
ሕቶ (41): ሲሕሪ ሓቅነት አለዎ ዶ? ወይለ ዘመሳስሉዎ፣ ወይ ሰባት መሲሉ እናተረአዮም እዩ?
ሕቶ (40): ፍርዲ ሲሕሪን ምምሀሩን ከመይ እዩ?