Back to Top
       ሽርክን ዓይነታቱን

ሓፈሻዊ መግለፂ ዓይነታት ሽርኪ


ሕቶ(46): ዓይነታት ሽርኪ ፈሊጥና ኢና ነዘን ዓይነታት ሽርኪ ሓፈሻዊ መግለፂ አለዎም ዶ ኸ?
መልሲ:

እወ! ቅድም ኢልና ከምዝሓበርና ንኡስ ሽርኪ ዝበሀል ካብ እስልምና ዘየውፅእ ኾይኑ ሽርኪ ብዝብል አብ ቁርአንን ሓዲሥን ዝተገለፀ እንትኾን ዓብይ ሽርኪ ንብሎ ድማ ካብ እስልምና ከምዘውፅእ ኮይኑ ሽርኪ ብዝብል ብቁርአንን ሓዲሥን ዝተገለፀ ዓይነት ሽርኩ ኩሉ እዩ።

እዋናዊ