ሕቶ (95): አእዳውና አብ እዋን ሩኩዕን ሱጁድን ጠጠወ አብ ንብለሉ እዋንን አእዳውና ከመይ ከምንገብር መብርሂ ሂብኹምና ጀዛኩሙሏሁ ኸይረን፤ አብ ሞንጎ ክልተ ሱጁዳት ዕረፍቲ አብ ንገብረሉ እዋን `ውን ሓቢርኹምና፤ ብዛዕባ አእጋርና ግን ዝሰማዕናዮ ነገር የለን። ጠጠው አብ ንብለሉ እዋን ብዙሕ ሰባት አእጋሮም ብምኽፋት አብ ጥቓኦም ንዘሎ ጸበባ ክኾኑ ይረአዩ፤ ብዛዕባ ዚ እቲ ልክዕ እንታይ እዩ?
2019-03-02