ሕቶ(103): እቲ ሱጁድ ርሰዐ ዝግበር ድሕሪ ምዝዛም ሶላት እንተኾይኑ ኻልአይ ምስልማት የድልዮ ዶ? መልሲ:
እቲ ሱጁድ ርሰዐ ድሕሪ ምስልማት (አሰላሙ ዓለይኩም ወራሕመቱላህ ኢልኻ ምስ ዛዘምኻ) እንተኾይኑ `ውን ምስላም የድልዮ እዩ።. እተን ሱጁደ ሰህው ምስወሰኸ ኻልአይ አሰላሙ ዓለይኩም ወራሕመቱላህ ኢሉ ይዛዝም።