ሕቶ (56): እቲ ግጉይ ዝኾነን ሓቀኛ ዝኾነን ተወሱል ሓብሩና።
ሕቶ (37): ግን ከ ሓደግኡ አብ ሙስሊማት ብርቱዕ ዝኸውን አየናይ እዩ?
ሕቶ (63): ብዛዕባ ንነቢና (ሶለሏሁ ዓለይሂ ወሰለም) ሩሕ ክበሀል ቁርአን ይቀራእ እናበሉ ንዝምዕዱን ወይ ከዓ ንዑኡ እናተብሀለ አብ ቀብሪ ስለዝቀርኡ ሰባት እንታይ ትብሉ?
ሕቶ (62): መይት ንዝኾነ ሰብ ሩሕ ኢልካ ምቅራእ ፍርዱ እንታይ እዩ?
ሕቶ (61): ብዛዕባ ምቅራእ ቁርአን ክንፈልጦም ዝግባአና አገደስቲ ዝበሀሉ ሕግታት አብራህርሁልና።
ሕቶ (60): ብዛዕባ ቁርአን ናይ ቀደም አቦታትና (ሰለፍ) ዝነበሮም እምነት [ዓቂዳ] እንታይ ይመስል?
ሕቶ (59): ብዛዕባ እንታይነት ፅኑዕን ውጉዝን ሸፋዓ መብርሂ ሀቡና።
ሕቶ (58): ቅኑዕ ዝኾነ ተወሱል ምስ ዓይነቱ ፈሊጥና ኢና `ሞ ብዛዕባ ግጉይ ተወሱል ድማ አፍልጡና፤ ዓይነትከ አለዎ `ዶ?
ሕቶ (57): ካብዘን ቅድም ኢለን ዝተሓበራ አርባዕተ ዓይነታት ተወሱል ወፃኢ ዝኾነ ዓይነት ተወሱል አሎ `ዶ?
ሕቶ (55): ብዛዕባ ፍሉይ መግለፅታት እዚአ ፊርቀቱ ናጂያ ትህቡና ዝተረፈ ሓበሬታ አሎ ዶ?