ሕቶ (126): ዘካ ከም ኢስላም ዘለዎ ፍርዲ እንታይ እዩ?
ሕቶ (125): ንዘለቀሕካዮ ድኻ ንኽምልሰልካ ከም ቅድመ ኩነት እናገበርካ ዘካ ምሀብ ይፍቀድ ድዮ?
ሕቶ (124): ዕዳ ንዘለዎ ሰብ ዕዳኡ ብምምሓር ከም ዘካ ምቁፃር ይከአል ዶ?
ሕቶ (123): ንአቦን ንአዶን ግቡእኻ ብዘይኾነ ዋኒን አብነት እንተትውስኹና ድላይና እዩ?
ሕቶ (122): ገንዘብ ዘካ ከምዘድልዮም ንዝፈለጥናዮም አዝማድ ምሀብ ከመይ ይረአይ?
ሕቶ (121): ገንዘብ “ዘካ” አበይ እዩ ኪዋፈር ዝግባእ?
ሕቶ (120): ከም ቆልዓን ፅሉልን ዝበለ ሓላፍነት ክወስድ ዘይኽእል ሰብ ገንዘቡ “ዘካ” ይወፅአሉ ዶ?
ሕቶ (119): አብ ንግዲ ምቁፃሩ ዘፀግም እንተኾይኑ “ዘካ” ንምውፃእ ተመን ምግባር ይከአል ዶ?
ሕቶ (118): ብዕዳ አብ ሰባት ዘሎ ገንዘብ ብኸመይ እዩ “ዘካ” ዝወፀሉ?
ሕቶ (117): ገለ ሰባት ባይታ መሬት ምስዓደጉ ዋጋ መሬት ከም ዕዳጋ ሕሱር ይኸውን ፤ ክቡር ዝዋጋኡ ብዝኾነ ልከዐ ይገብሩዎ`ሞ ዓዳጊ ይስእኑ። እዚ ኸምዚ ዓይነት ከመይ ኢና ልከዐ ንገብረሉ? ከመይ ከ እዩ “ዘካ” ዝወፅአሉ?