ሕቶ (110): አብ ሞንጎ ግቡእ ሶላትን ፈርድ ሶላትን አፈላላይ አሎ ዶ?
ሕቶ (109): ብዛዕባ ተወሳኺ ሶላት ዝበሀሉ ብአንፃር ብሉፅ ምዃኖምን ዓይነቶምን ተፀወይኹምና ደስ ምበለና?
ሕቶ (108): ኢማምኻ ካብ ምቅዳም፣ ምስኡ ማዕረ ምዃንን ምድንጓይ አየናይ ይገድድ?
ሕቶ (107): ብዛዕባ ሕብረት ሶላት ተረዲእና ኢና ሞ ርክብ መእሙም ምስ ኢማሙ እንታይ ክመስል ከምዝግባእ አረድኡና?
ሕቶ (106): ብዛዕባ ሶላት ዘለዋ ፍርዲ፣ ቅድመ ኩነታታ፣ ዓንዲታታን ግቡአታን ተዘራሪብና: ብዛዕባ ርሰዐ ሱጁድ (ሱጁድ ሰህው) `ውን ተዘራሪብና ሕዚ ድማ ብዛዕባ ሶላተል ጀማዓ ፍርዲ ተትዘራረብና ስር ብንሰደሉ መንገዲ ተፈለጥናን ደስ ምበለና?
ሕቶ (105): ሶላት ከዕንው ዝኽእሉ ነገራት ወላ ብሓፈሻ እንተኾነ እንታይ እንታይ እዮም?
ሕቶ (104): ተሸሁድ ምግባር ግቡኡ ድዩ?
ሕቶ (103): እቲ ሱጁድ ርሰዐ ዝግበር ድሕሪ ምዝዛም ሶላት እንተኾይኑ ኻልአይ ምስልማት የድልዮ ዶ?
ሕቶ (102): ብዛዕባ ሱጁደ ሰህው አብ እዋን ሶለሰት ዘገድዱን ቦታታቱን ምፈለጥና ደስ ምበለና?
ሕቶ (101): አብ ሶላት ዘለው ግቡአት ፈሊጥና ኢና ዘለው (ተወሳኺ) ሱናታት ሶላት `ውን ተፈለጥና ደስ ምበለና?