Back to Top

ሕቶ(108): ኢማምኻ ካብ ምቅዳም፣ ምስኡ ማዕረ ምዃንን ምድንጓይ አየናይ ይገድድ?
መልሲ:

ንኢማም ምቅዳም እቲ ዝገደደ እዩ። ምኽንያቱ ከምዘሕለፍናዮ ዝበለ መጠንቀቕታ ስለዝመፆ። ብተወሳኺ እቲ ሚዛነዊ ዝኾነ ቃል ዑለማታት ብዛዕባ አብ እዋን ሶላት ንኢማሙ ብሓደ ደረጃ ይኹን አብ ምስግጋር ዝቅድም ሶላት ናቱ ትበላሾ ዝብል ስለዝኾነ እዩ። አብ ዒባዳ ሓራም ነገር ስለዝገበረ።

አብ ዑለማታት ዝፍለጥ መሪሕ ቃል ድማ “አብ ዒባዳ ሓራም ዝኾነ ነገር ዝገበረ እቲ ዒባዳ ብሰንኪ እቲ ዝተገበረ ሓራም ነገር ይበላሾ” ዝብል አሎ።

እዋናዊ

ሕሩያት

ብበዝሒ ዝተረአዩ