ሕቶ (44): አስማትን መግለፅታትን አላህ ኢልሓድ ምግባር (ምጥዋይ) ማለት እንታይ ማለት እዩ?
ሕቶ (29): እዚ ካብኮነ ኢማን አይውስኽን አይቕንስን ምባል ዘለዎ ፍርዲ እንታይ እዩ?
ሕቶ (28): ብአንፃር ምውሳኽን ምቕናስን ኢማን ሓደ ሓደ ሰባት ኢማን ምውሳኽን ምቕናስን ዝበሀል ነገር የብሉን፤ ሓደ ሰብ ገበን እንተፈፂሙ ዘለዎ ኢማን ብሙሉእ ካብኡ ተነፂጉ እቲ ሰብ ኸዓ ካፊር ይኸውን ዝብሉ አለው። ነዚኦም ዘለና መልሲ እንታይ እዩ?
ሕቶ (27): ኢማን ኪውስኽን ክንኪን ይኽእል ዶ? እንታይ እንታይ ከ እዮም ዝውስኹ? እንታይ እንታይ ከ እዮም ዝቕንሱ?
ሕቶ (26): ነቲ ዝተረፈ ብዛዕባ ቀደር እንተትዛረብና፤ ረቢ ዓስቢ ይግበረልኩም ዋ?
ሕቶ (25): ብሓምሻይ ዓንዲ ኢማን ብናይ መወዳእታ መዓልቲ ኸ ከመይ ኢና ንአምን?
ሕቶ (24): ብዛዕባ ሳልሳይ ዓንዲ እዚ ካብ በልና እቲ ራብዓይ ዓንዲ ብልኡኻት ምእማን ኸ?
ሕቶ (23): ካብ ዓንዲታት ኢማን ሳልሳይ በፂሕና?
ሕቶ (22): ብዛዕባ ብመላኢካታት ምእማን እትውስኹዎ ሓበሬታ አሎ ዶ? ወይለ ናብ ኻሉእ ንሕለፍ?
ሕቶ (21): ምድራት ዓንድታት ኢማን ተሪፉና?