ሕቶ (44): አስማትን መግለፅታትን አላህ ኢልሓድ ምግባር (ምጥዋይ) ማለት እንታይ ማለት እዩ?
ሕቶ (21): ምድራት ዓንድታት ኢማን ተሪፉና?
ሕቶ (20): ይኹን ደአ`ምበር አብዚ ሐዚ እዋን ብብዝሓት ዝርከቡ ይሓስቡ እዮም የፍርዩ እዮም ዓቅሊ አለዎም ካብ ንብሎም ገለ ሰባት “አድ‐ደህርይን” ዝበሀሉ አምላኽ የለን እንትብሉ ይስምዑ እዮም። ንኸምዚኦም ከመይ ንመልሰሎም?
ሕቶ (19): ብዛዕባ ፅንሰ ሓሳብ ተወሳኺ ሓበሬታ ደሊና፤ ከምኡ `ውን ዓንድታት ኢማን እንታይ እንታይ ከምዝኾኑ?
ሕቶ (18): ሓደ ሰብ ብዛዕባ ኢማን እንተዝሕተት ተቐባልነትን ምእዙዝ ምዃንን ግድን ዘብል ምርግጋፅ እዩ ክብል ዶ? ወይለ ነብይና ሶለሏሁ ዓለይሂ ወሰለም ከምዝበሉዎ “ብአላህ፣ ብልኡኹን ብኻልኦት ዓንድታት ኢማንን ክትአምን” እዩ ክብል?
ሕቶ (17): እዚ ዝሀብኹምና ትርጉምን ፅንስ ሓሳብን ነብይና ሶለሏሁ ዓለይሂ ወሰለም ንጅብሪል ሕቶ ብዛዕባ ኢማን ዝሀቡዎ መልሲ ርክብ አለዎ ዶ?
ሕቶ (16): ፅንሰ ሓሳብን ዓንድታትን ኢማን ሕፅር ብዝበለ መንገዲ እንታይ እዩ?
ሕቶ (15): ነዛ ሕሉፍ ሕቶ ንክንሓትት ምኽንያት ዝኾነና ሓደ ሓደ ሰባት ናብ ዒባዳ ክንፅውዖም ከለና “ረቢ ጎይታ ልቢ እዩ፤ ልብና ፅፉፍ ካብ ኮነ” እናበሉ ስለንሰምዖም እዩሞ በዚአ መብርሂ ተሀብኹምና?
ሕቶ (14): አብ ሞንጎ ብልቢ ምእማንን ብቃልን ፍልልይ አለዎም ዶ? ግደን ዶ ኸ ይኸውን ክልቲኦም ክርከቡ?
ሕቶ (13): ትርጉም ላኢላሀ ኢለሏህ እዚ እዩ፤ ትርጉም ሙሓመዱን ረሱለሏህ ከ እንታይ እዩ?