ሕቶ (103): እቲ ሱጁድ ርሰዐ ዝግበር ድሕሪ ምዝዛም ሶላት እንተኾይኑ ኻልአይ ምስልማት የድልዮ ዶ?
ሕቶ (94): ብዛዕባ እንታይነት ሶላት መብርሂ ተሀብኹምና?
ሕቶ (93): ብዛዕባ ቅድመ ኩነታትሶላት ዝጀመርናዮ ንምውዳእ ንፎቱ፤ ግዜ ምሕላው፣ መሳርዕ ሕፍረት ምስታር፣ ጡሀራን አንፈትኻ ናብ ቂብላ ምግባር ሐቢርኩምና ኢኹም?
ሕቶ (89): ቅድመ ኩነታት(ሹሩጥ) ሶላት እንታይ እንታይ እዮም? ስዒቦም ዝመፁ ሕግታት ከ እንታይ እንታይ እዮም?
ሕቶ (88): ሓደ ሰብ ብምኽንያት ሶላት ምግዳፉ ካፊር ዝብል ፍርዲ እንተተዋሂቡዎ ስዒቦም ዝመፁ ሕግታት እንታይ እንታይ ከምዝኾኑ ሓብሩና?
ሕቶ (85): ፍርዲ ሶላት እንታይ እዩ? አገዳስነቱ ኸ?