ሕቶ (63): ብዛዕባ ንነቢና (ሶለሏሁ ዓለይሂ ወሰለም) ሩሕ ክበሀል ቁርአን ይቀራእ እናበሉ ንዝምዕዱን ወይ ከዓ ንዑኡ እናተብሀለ አብ ቀብሪ ስለዝቀርኡ ሰባት እንታይ ትብሉ?
ሕቶ (62): መይት ንዝኾነ ሰብ ሩሕ ኢልካ ምቅራእ ፍርዱ እንታይ እዩ?
ሕቶ (61): ብዛዕባ ምቅራእ ቁርአን ክንፈልጦም ዝግባአና አገደስቲ ዝበሀሉ ሕግታት አብራህርሁልና።
ሕቶ (60): ብዛዕባ ቁርአን ናይ ቀደም አቦታትና (ሰለፍ) ዝነበሮም እምነት [ዓቂዳ] እንታይ ይመስል?
ሕቶ (53): አገደስቲ ዝበሀሉ ፍሉይ መግለፅታት ፊርቀቱ ናጂያ እንታይ እንታይ እዮም?