ሕቶ (12): ትርጉም ሸሀደተይኒ እንታይ እዩ? ትርጉም ላኢላሀ ኢለሏህ ሙሓመዱን ረሱለሏህ?
ሕቶ (11): ካብ አላህ ወፃኢ ንዘሎ መግዛእቲ (ዒባዳ) ምግባር ዘለዎ ፍርዲ እንታይ እዩ?
ሕቶ (10): ምስኩሎም ዓይነታት ተውሒድ ብሐፈሻ ግቡእና እንታይ እዩ?
ሕቶ (8): ዓይነታት ተውሒድ ምስ መብርሂን ምሳለታትን ተሐበርኹምና?
ሕቶ (7): ሓፈሻዊ ብዝኾነ ዓይነታት ተውሒድ እንታይ እንታይ እዮም?