Back to Top

ሕቶ(10): ምስኩሎም ዓይነታት ተውሒድ ብሐፈሻ ግቡእና እንታይ እዩ?
መልሲ:

እቲ ግቡእና ኩሎም ዓይነታት ተውሒድ ብዘለዎም ትርጉም እምነት ክህልወናን እቲ ዓይነት ተውሒድ ብዛዕባ አላህ ግቡእ ብዝገበሮ መፍለይ አላህ ንአላህ ብሒታዊ ምግባርን እዩ።

እዋናዊ