Back to Top

ሕቶ(7): ሓፈሻዊ ብዝኾነ ዓይነታት ተውሒድ እንታይ እንታይ እዮም?
መልሲ:

ሰባት ፍልጠት ከምዝብሉዎ ዓይነታት ተውሒድ ሰለስተ እዮም። ተውሒዱ ሩቡቢያ፣ ተውሒዱል ኡሉሂያን ተውሒዱል አስማኢ ወሲፋትን እዮም። ነዚ መበገሲኦም ድማ ቁርአንን ሐዲሥን ብምክትታልን ብምርአይን ተውሒድ ካብዘን ሰለስተ ከምዘይወፅእ ብምርዳእ ተውሒድ ሰለስተ ዓይነት እዩ ኢሎም።

እዋናዊ