ሕቶ (10): ምስኩሎም ዓይነታት ተውሒድ ብሐፈሻ ግቡእና እንታይ እዩ?
ሕቶ (9): አብዘን ዝሐበርኩመን ዓይነታት ተውሒድ ብዛዕባ አብ መወዳእታ ዝተሐበረት ተውሒዱል አስማእ ወሲፋት ተወሳኺ መብርሂ ደሊና?
ሕቶ (8): ዓይነታት ተውሒድ ምስ መብርሂን ምሳለታትን ተሐበርኹምና?
ሕቶ (7): ሓፈሻዊ ብዝኾነ ዓይነታት ተውሒድ እንታይ እንታይ እዮም?