ሕቶ (80): ከም ሕጊ ነጃሳ (ካብ ሶላትን ዝአምሰሉን ጡሀራ ዘድልዮም ነገራት ክዕቅብ ዝኽእል ረሳሕ) ዝኾኑ ነገራት ክበሀል ከሎ እንታይ ንምባል እዩ? እንታይ እንታይ ከ እዮም?
ሕቶ (79): ምስ ጡሀራ ዝተራኸበ ጥርጣረ ከመይ እዩ? መዓዝ ከ እዩ እቲ ጥርጣረ ግብረ መልሲ ዝወሀቦ?
ሕቶ (78): ጀናባ (ብምኽንያት ፆታዊ ርከብ ዝወፅእ ፈሳሲ ዘርኢ ወድ ሰብ ኩነት) ምዃን ነብስኻ ንምሕፃብ ግዴታ ከምዝገብር ሓቢርኹምና ፤ ምስ ጀናባ ርክብ ዘለዎም ኻልኦት ሕግታት እንታይ እንታይ ከምዝኾኑ ሓብሩና?
ሕቶ (77): ነብስኻ ምሕፃብ ግዴታ ዝገብሩ ነገራት ውዱእ የፍርሱ ዶ? አየፍርሱን?
ሕቶ (72): አብ ብዛዕባ ድቃስ ብድቃስ ለይትን ብድቃስ ቀትርን ፍልልይ አለዎ `ዶ?
ሕቶ (70): ውዱእ ዘፍርሱ ነገራት እንታይ እንታይ ከምዝኾኑ ሓብሩና?