Back to Top

ሕቶ(77): ነብስኻ ምሕፃብ ግዴታ ዝገብሩ ነገራት ውዱእ የፍርሱ ዶ? አየፍርሱን?
መልሲ:

ኻልኦት ምስ ጀናባ ርክብ ዘለዎም ሕግታት እዞም ዝስዕቡ እዮም:

ቀዳማይ: አብ ጀናባ ዘሎ ሰብ ተወሳኺ ይኹን ግዴታ ሰላት ሶላተል ጀናዛ `ውን እንተኾነ አይፍቀደሉን

ኻልአይ: በካዕባ ጡዋፍ ንምግባር አይፍቀደሉን

ሳልሳይ: ቁርአን ምንኻይ አይፍቀደሉን

ራብዓይ: ውዱእ ተዘይገይሩ አብ መስጅድ `ውን ብዙሕ ክፀንሕ አይፍቀደሉን

ሓምሻይ: ነብሱ ክሳብ ዝሕፀብ ቁርአን ምንኻይ `ውን አይፍቀደሉን

እዚአን ሓሙሽተ ምስ ጀናባ ርክብ ዘለዎም ሕግታት `ዮም።

እዋናዊ