ሕቶ (84): ጉድአት ከምዘለዎ ተትረጋጊፁ ዘለዎ ፍርዲ እንታይ ይኾን?
ሕቶ (83): ሓንቲ ጓል አብ እዋን ሐጅ ወርሐዊ ፅግያ ጠጠው ንምባል ከም ጥንሲ መከላኸሊ ዝበሉን ኻልኦት ብሕክምና ዝፍለጡን ዓይነታት ኸኒንን መድሐኒትን ምውሳድ ፍርዱ እንታይ እዩ?
ሕቶ (82): ምስ ጓል አነስተይቲ ብዝተተሓሓዘ ሓንቲ ጓል ካብ ደም ሕርሲ እንተፀሪያ ወይ ድማ ደም ዘይፈሳ እንተኾይኑ ከም ሓራስ እትቁፀረሉ ነገር አሎ `ዶ?
ሕቶ (81): ምስ ወርሓዊ ፅግያን ደም ሕርሲን ርክብ ዘለዎም ሕግታት እንታይ እንታይ እዮም?
ሕቶ (80): ከም ሕጊ ነጃሳ (ካብ ሶላትን ዝአምሰሉን ጡሀራ ዘድልዮም ነገራት ክዕቅብ ዝኽእል ረሳሕ) ዝኾኑ ነገራት ክበሀል ከሎ እንታይ ንምባል እዩ? እንታይ እንታይ ከ እዮም?
ሕቶ (79): ምስ ጡሀራ ዝተራኸበ ጥርጣረ ከመይ እዩ? መዓዝ ከ እዩ እቲ ጥርጣረ ግብረ መልሲ ዝወሀቦ?
ሕቶ (78): ጀናባ (ብምኽንያት ፆታዊ ርከብ ዝወፅእ ፈሳሲ ዘርኢ ወድ ሰብ ኩነት) ምዃን ነብስኻ ንምሕፃብ ግዴታ ከምዝገብር ሓቢርኹምና ፤ ምስ ጀናባ ርክብ ዘለዎም ኻልኦት ሕግታት እንታይ እንታይ ከምዝኾኑ ሓብሩና?
ሕቶ (77): ነብስኻ ምሕፃብ ግዴታ ዝገብሩ ነገራት ውዱእ የፍርሱ ዶ? አየፍርሱን?
ሕቶ (76): ብሓፈሻ አብ ልዕሊ ካልሲ ኽዳን (ሹራብ ኣእጋር ንብሎም) ምሕባስ ፍርዱ እንታይ እዩ? እቲ ካልሲ ዝተቀደደ ወይ ድማ ፎኲስ እንተኾይኑ ኸ?
ሕቶ (75): ብዛዕባ እዚ ኹፍን ካልሲን ቅድመ ኩነት አለዎ `ዶ?