ሕቶ (76): ብሓፈሻ አብ ልዕሊ ካልሲ ኽዳን (ሹራብ ኣእጋር ንብሎም) ምሕባስ ፍርዱ እንታይ እዩ? እቲ ካልሲ ዝተቀደደ ወይ ድማ ፎኲስ እንተኾይኑ ኸ?
ሕቶ (75): ብዛዕባ እዚ ኹፍን ካልሲን ቅድመ ኩነት አለዎ `ዶ?
ሕቶ (73): (አብ እዋን ወዱእ ኣእጋርኻ ክንዲ ምሕፃብ) አብ (ዝገበርካዮ) ኹፍ (ካልሲ ቆርበት) ምሕባስ ፍርዱ እንታይ እዩ?