Back to Top

ሕቶ(38): ብዛዕባ “ተንጂም” ክትዛረቡ ከለኹም ዓይነት ሲሕሪ ምዃኑ ገሊፅኩም ኢኹም፤ ሲሕሪ እንታይ እዩ?
መልሲ:

ሲሕሪ ከም አባህላ ዑለማታት ኢስላም ሲሕሪ ማለት ኽግለፅ ብዘይኽእል ሕቡእ ዝኾነ አካይዳ ሕቡእ ፅልዋ ዘሕድር ኩሉ ሲሕሪ ይበሀል። በዚ መሰረት ጥንቈላን ተንጂምን `ውን የጠቓልል። እኳደአስ ካብ አዘራርባን አገላልፃን `ውን በዚ ዝጠቓለል ከምዘሎ ኢና ንርዳእ። ከምቲ ነብይና ሶለሏሁ ዓለይሂ ወሰለም ብሓዲሦም “ካብ አገላልፃ ሲሕሪ አሎ።”(25) ዝበሉ። ናቱ ምኽኒያት መግለፂ ዘይብሉ ኮይኑ ፅልዋ ዘሕድር ኩሉ ሲሕሪ ይበሀል።

እዋናዊ

ሕሩያት

ብበዝሒ ዝተረአዩ