Back to Top
   ጉዳያት ዓቒዳ        ሽርክን ዓይነታቱን

ርክብ “ተንጂም”ን ጥንቈላን


ሕቶ(36): አብ ሞንጎ ጥንቈላን “ተንጂም”ን ርክብ አለዎም ዶ ኸ?
መልሲ:

አብ ሞንጎኦም ዘሎ ርክብ ክልቲኦም ዓይነታት ሓሶትን አብ ጌጋን ጥርጣረን ዝተደረቱ ምዃኖምን እዩ። ገንዘብ ሰባት ብዘይግባእ ዝበልዑ ምዃኖም ፣ ነቶም ሰባት ብሓሳብን ጭንቅን ዝተመልኡ ምግባር ኻልኦት እከያትን እቲ ኻሊእ ርክቦም እዩ።

እዋናዊ