ሕቶ (114): ብዛዕባ “ዘካ” “ዋጅብ”(ግቡእ) ንክኾን ከም ቅድመ ኩነት ካብ ዝኾኑ ሓደ እቲ በዓል ገንዘብ ጭዋ ክኸውን ከምዝግባእ ዘኪርኩምና፤ ብዛዕባ ባርያ ኾይኑ ገንዘብ እንተትሒዙ `ውን “ዘካ” ናይ ምውፃእ ግቡእ ከምዘይብሉ `ውን ሓቢርኩምና፤ እዚ ክንብል ከለና ግን እቲ ገንዘብ “ዘካ” አይወፀሉን ተሪፉ እዩ ማለት ድዩ? ወይለ እቲ ወናኒ ከም ገንዘቡ ገይሩ “ዘካ” የውፅአሉ እዩ?
2019-03-04