Back to Top

ሕቶ(39): “ሲሕሪ ማለት ሕቡእ ብዝኾነ መንገዲ ፅልዋ ዘሕድር እዩ” አብ ዝበሀለሉ እዋን ግን “ሕቡእ” ክበሀል ከሎ እንታይ ንምባል እዩ?
መልሲ:

ሕቡእ ማለት ዘይግለፅ ረቂቕ ዝኾነ ነገር ማለት እዩ። ናቱ ተፃራሪ ዓብይ ጉሊሕ ንፁር ግልፂ ዝኾነ ነገር ማለት እዩ። ንአብነት ሓደ ሳሒር ዝኾነ ሰብ ስርሑ ሰሪሑ እቲ ሓደ ካብ ዓቕሙ ንላዕሊ ክሳብ ዝኾን ንኽፈቱ እቲ ኻሊእ ድማ ማራ ንኽፀልእን ንኽገልብን ዓይነታት ምግባር ይሰርሕ፤ እዚ ኩሉ ዝኸውን ግን እቲ ንኽፈቱ ወይ ንኽፀልእ ዝተገበረ ሰብ ምኽኒያቱ ብዘይፈልጦ ሕቡእ ብዝኾነ መንገዲ ምስ ምዃኑ እዩ።

እዋናዊ

ሕሩያት

ብበዝሒ ዝተረአዩ