Back to Top

ሕቶ(3): ካብዚኦም ንሀይማኖታዊ ሕግታት ገዲፎም ንተፈጥሯዊ ሕግታት ጥራይ ባርያ ዝኾነ ዓስቢ አለዎም ዶ?
መልሲ:

እዚኦም ንሕግታት ተፈጥሮ ግዙእ ብምዃኖም ጥራይ ዓስቢ ክረኽቡ አይክእሉን። ምኽንያቱ ድልየቶም ይኹን አብዮም ግዙአት ስለዝኾኑ፤ ወድሰብ ድላዩ ከይኮነ እናፀልአ እኳ ይሕመም፣ ድኻ ይኾን፣ ፈታዊኡ ይስእን እዚ ግን ተአዛዝነቱ ተፈጥሯዊ መማረፂ ዘይብሉ ተአዛዝነት ስለዝኾነ ዓስቢ የብሉን።

እዋናዊ